Advertisement

Recent Videos

TDA Colourfully  inaugurated Awlaelo Secondary School - Wukro and Hawelti Semaetat E-library

HDVS_CATEGORY: Documentary
Views: 163

Who's Online

We have 141 guests and no members online

ልዕሊ ሐደ ሽሕን ሰለስተ ሚኢትን ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ወርሓዊ ክፍሊት ኣባልነቶም ብዕፅፊ ብምዕባይ፣ ማሕበር ልምዓት ትግራይ  ንምጥንኻር ዝወሰኑ፣ 09 ለካቲት 2008 ዓ/ም ሕሉፍ ዓመታዊ ስራሕቶም ብምግምጋም ናይ ቀፃሊ ዓመት መደባቶም ንምፅዳቕ ዓሊሞም ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ እዩ።

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኣከቢ ኣዳራሽ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ፣ ብፈፃሚ ዳይረክተር ማረት ኣይተ ተኽለወይኒ ኣሰፋ ዝተመርሐ ኣኼባ፣ ናይ 2015 ዓ/ም ፈረንጂ ስራሕቲ ኣፈፃፅማ ብምግምጋም፣ ን2016 ዓ.ም.ፈ ዝስርሑ ስራሕቲ ኣፅዲቑ እዩ።

 

ኣብቲ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕቲ ማረት፣ ንጥፈታት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከም ሐደ ኣጀንዳ ብምልዓል ዝተዘተየሉ እንትኾን፣ ማ.ል.ት ኣብ መላእ ትግራይ ኣብ ዘፈራት ትምህርቲ፣ ጥዕናን ዝኣመሰሉን ትዓሞም ዘላ ስራሕቲ ኣፅቢቕና ስለነስተማቕሮ ማሕበርና ንምጉልባት ቅድመ ሀዚ ንኸፍሎ ዝነበርና ነጥቢ ሓሙሽተ ሚእታዊ መሃያና ብዕፅፊ ብምዕባይ፣ ካብ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓ/ም መሃያና ጀሚሩ በቢወርሑ ሐደ ሚኢታዊ መሃያና ንምኽፋል ወሲንና’ለና ክብሉ ኣረጋጊፆም። 

Share

Intervention Areas

  • Education
  • Health
  • Unemployment Reduction
  • Women Empowerment
  • Sports
  • Culture and art
  • Promoting Tourism

ካብ ኣባህላታት መለስ

"ከምወትሩ፣ ከምህዝቢ፣ ከምስድራ፣ 

ነቓዕ እንተይገደፍኩም ከምእትዓስሉ 

ጥርጥር የብለይን፡፡"

 

መለስዜናዊ

Auditing System

Three Levels of auditing:

1. Audit Committee of the General Assembly

2. Internal Audit

3. Accredited External Accounting Firms