Advertisement

Recent Videos

TDA Colourfully  inaugurated Awlaelo Secondary School - Wukro and Hawelti Semaetat E-library

HDVS_CATEGORY: Documentary
Views: 163

Who's Online

We have 136 guests and no members online

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ መአከቢ ኣዳራሽ ኣኽሱም ሆቴል ማልት ምስ ካብ ዩኒቨርሲቲታት መቐለ፣ ዓዲግራትን ኣኽሱምን ኮሌጅ መምህራን ዓድዋን ዓብዪ ዓድን ዝተውፃፅኡ ልዕሊ ሰላሳ ሰብ ሙያን መስራቲ “ዓለም ለኸ ትካል ዓርሰ ማዕበልቲ መርኣያ ኣብያተ ትምህርቲ” (Thinking schools international) ዶክተር ዴቪድ ሂርለን ን2 መዓልታት ብዛዕባ ቀፀልቲ ዕማማት ዘተ ተኻይዱ።

ነቲ ናይ ክልተ መዓልታት ዘተ ብመደረ ዝኸፈቱ ፈፃሚ ዳይረክተር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዶክተር ታደለ ሓጎስ ኣብ ዘስምዑዎ ዘረባ “ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ቲንኪንግ ስኩል ፋውንዴሽን ብምትሕብባር ኣብ ዝተመረፃ ዓሰርተ ክልተ ወረዳታት ኣብ ዝርከባ ሰላሳን ሸውዓተን ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ፅርየት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ዓሊማ ተካይዶ ፕሮጀክት ዛጊድ ንሾሞንተ ሚእትን ሰላሳን መምህራን ስልጠና ብምሃብ ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ምምልኡን ብምዝኽኻር፣ ንቐፃሊ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ክመሓየሻ ኣበርቲዑ ከምዝሰርሕ እምነቶም ድሕሪ ምግላፅ ንሓገዝ Thinking Foundation ንኢዶም”

ኣብ እንታይነት ቲንኪንግ ስኩልስን ኣተገባብርኡን፣ ተግባራዊ መፅናዕቲ ከምኡውን ከይዲ ምሃብ ኣፍልጦ ብቕዓት ኣብያተ ትምህርቲ፣ ከመይ ተሓባቢርካ ከምዝስራሕን ዕቤት ኣብያተ ትምህርቲ ከመይ ክረጋገፅ ከምዝኽእልን ኣብ ዝብሉን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ኣመልኪቶም ተሞክሮኦም ዘካፈሉ ዶክተር ዴቪድ፣ ሰብ ሙያ ግዲኦም ብተወፋይነትን ፅንዓትን ክዋፅኡ ተላብዮም።

ተወከልቲ ላዕለዎት ትካላት ት/ቲ ብወገኖም ፅርየት ትምህርቲ ንምምሕያሽን ኣብያተ ትምህርቲ ንምምዕባልን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፎረም ፅርየት ትምህርቲ ትግራይ ተርኦም ከምዝፃወቱ ቃል ኣትዮም።

Share

Intervention Areas

  • Education
  • Health
  • Unemployment Reduction
  • Women Empowerment
  • Sports
  • Culture and art
  • Promoting Tourism

ካብ ኣባህላታት መለስ

"ከምወትሩ፣ ከምህዝቢ፣ ከምስድራ፣ 

ነቓዕ እንተይገደፍኩም ከምእትዓስሉ 

ጥርጥር የብለይን፡፡"

 

መለስዜናዊ

Auditing System

Three Levels of auditing:

1. Audit Committee of the General Assembly

2. Internal Audit

3. Accredited External Accounting Firms