Advertisement

Recent Videos

TDA Colourfully  inaugurated Awlaelo Secondary School - Wukro and Hawelti Semaetat E-library

HDVS_CATEGORY: Documentary
Views: 160

Who's Online

We have 80 guests and no members online

ካብ 26 – 27 ነሓሰ 2007ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ ዝቐነየ ዓሽራይ ጉባኤ ማልት፣ ሓደሽቲ ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድን ኣባላት ኦዲት ኮሚቴን ማልት ብምምራፅ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ዓሽራይ ጉባኤ ማልት 703 ተሳተፍቲ ዝተረኸቡ እንትኾኑ 438 ብድምፂ 316 ብዘይድምፂ ክሳተፉ ዝተወከሉ’ዮም፡፡ ብመሰረት ብድምፂ ክሳተፉ ዝተወከሉ 438 ተሳተፍቲ ዝሃብዎ ድምፂ፣ ኣብ ዓሽራይ ጉባኤ ማልት ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድን ኣባላት ኦዲት ኮሚቴን ኮይኖም ዝተመረፁን፡-

 

ኣባላት ቦርድ

1.               

ኣይተ ሓጎስ ጎዲፋይ

2.              

ኣይተ ዳኒኤል ኣሰፋ

3.              

ዶ/ር ክንደያ ገ/ሂወት

4.              

ኣይተ ጎበዛይ ወ/ኣረጋይ

5.              

ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ

6.              

ወ/ሮ ዘነበች ፍስሃ

7.              

ኣይተ ደስታ ኣስገዶም

8.              

ዶ/ር ኣለማዮህ ገ/እግዚኣብሄር

9.              

ኣይተ ስዒድ መሓመድብርሃን

10.            

ወ/ር ኣረጋሽ በየነ

11.              

ወ/ሮ ይርጋለም

12.             

ኣይተ ተኽለወይኒ ኣሰፋ

13.             

ኢ/ር ታደሰ የማነ

 

ኣባላት ኦዲት ኮሚቴ

1.               

ወ/ሮ ምሕረት በየነ

2.              

ኣይተ ተስፋይ ሃይሉ

3.              

ኣይተ ኣለምሰገድ ከበደ

4.              

ወ/ሮ ሙሉ በላይ

5.              

ወ/ሮ ራሕማ ዓብደልቃድር

 

ሕገ - ደምቢ ማሕበር ልምዓት ትግራይ፣ ኣቦመንበርን ምክትል ኣቦመንበርን ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድ ማልት ዝምረፁ፣ ሓዱሽ ብዝተመርፁ ኣባላት ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድ ብምዃኑ፣

  1. /ር ክንደያ ገ/ሂወት - ኣቦመንበር
  2. ኣይተ ዳንኤል ኣሰፋ - ምክትል ኣቦመንበር ብምኳን ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ክመርሑ ተመሪፆም፡፡
Share

Intervention Areas

  • Education
  • Health
  • Unemployment Reduction
  • Women Empowerment
  • Sports
  • Culture and art
  • Promoting Tourism

ካብ ኣባህላታት መለስ

"ከምወትሩ፣ ከምህዝቢ፣ ከምስድራ፣ 

ነቓዕ እንተይገደፍኩም ከምእትዓስሉ 

ጥርጥር የብለይን፡፡"

 

መለስዜናዊ

Auditing System

Three Levels of auditing:

1. Audit Committee of the General Assembly

2. Internal Audit

3. Accredited External Accounting Firms