Advertisement

Recent Videos

TDA Colourfully  inaugurated Awlaelo Secondary School - Wukro and Hawelti Semaetat E-library

HDVS_CATEGORY: Documentary
Views: 145

Who's Online

We have 54 guests and no members online

ነዚ ፃውዒት ዘቕረቡ ፈፃሚ ዳይረክተር ማ.ል.ት ዶክተር ታደለ ሓጎስ፣ ዕለት 16 ለካቲት 2007 ዓ.ም ብምኽንያት “ድሮ ፅምብል መበል 40 ዓመት ልደት ህወሓት” ኣብ መኣከቢ ኣዳራሽ ማልት ኣብ ዝተኻየደ ፓነልን ውድድር ሕቶን መልስን ተረኺቦም ኣብ ዘስምዑዎ መደረ እዩ።

ኣብቲ ፓነል ተረኺቦም ነቲ መድረኽ ዝመርሑ ዶክተር ታደለ “መበገሲ ምኽንያት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ ዝተኸፈለ መስዋእትን ዝተረኸበ ዓወትን ኣመልኪቶም ሰፊሕ መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፣ ነዚ ኣብ መላእ ሃገር ተረኺቡ ዘሎ ሰላም ልምዓትን ዲሞክራስን ብምዕቃብ ኣንፃር ድኽነት ኣብ ዝግበር ኩለ መዳይ ቃልሲ ግቡእና ክንፍፅም ይግባእ” ኢሎም።

ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ሰራሕተኛታት ማልት ኣብ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ፓነል፣ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝምልከት ተሞክሮ ዝተሰነቐሉ ውድድር ሕቶን መልስን ብምክያድ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ንዝወፁ ሓደ ተባዕታይን ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ተዓወትቲ ካብ ሓደ ሽሕ ክሳብ ሸውዓተ ሚእትን ሓምሳን ብር ዝዋግኡ ሽልማት ቦንድ ካብ ኢድ ፈፃሚ ዳይረክተር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ተቐቢሎም እዮም።

 

ተሳተፍቲ’ቲ ፓነልን ውድድር ሕቶን መልስን ነቲ ፓነልን ውድድርን ዘራጉድ ርኢቶታቶም ኣብ ርእሲ ምሃቦም በቲ መድረኽ ከምዝዓገቡን ፅቡቕ ኣስተምህሮ ምርካቦምን ገሊፆም።

 

Share

Intervention Areas

  • Education
  • Health
  • Unemployment Reduction
  • Women Empowerment
  • Sports
  • Culture and art
  • Promoting Tourism

ካብ ኣባህላታት መለስ

"ከምወትሩ፣ ከምህዝቢ፣ ከምስድራ፣ 

ነቓዕ እንተይገደፍኩም ከምእትዓስሉ 

ጥርጥር የብለይን፡፡"

 

መለስዜናዊ

Auditing System

Three Levels of auditing:

1. Audit Committee of the General Assembly

2. Internal Audit

3. Accredited External Accounting Firms