Advertisement

Recent Videos

TDA Colourfully  inaugurated Awlaelo Secondary School - Wukro and Hawelti Semaetat E-library

HDVS_CATEGORY: Documentary
Views: 163

Who's Online

We have 140 guests and no members online

እዚ ዝተሓበረ ዕለት 09 ታሕሳስ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2006 ዓ.ምን ትልሚ መደባት 2007 ዓ.ምን ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከተማ መቐለ ኣይተ ፍስሃ ታደሰ ኣብዘስምዑዎ መደረ እዩ።

እቲ ብከንቲባ ከተማ መቐለን ፈፃሚ ዳይረክተር ማሕበር ልምዓት ትግራይን ዝተመርሐ ኣኼባ፣ ኣባላት ካቢኔ ኩለን ኣብያተ ዕዮ ዞባ፣ ኣማኸርቲ ከንቲባ፣ ሓፋሽ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣመሓደርቲ ክፍላተ ከተማን ካልኦትን ዝተሳተፉሉ ‘ዩ ኔሩ።

ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ተወልደብርሃን ተስፋኣለም ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፣ ኣብ 2006 ዓ.ም ክንጥቀመሉ ዝግበኣና ዝነበረ ምችው ኩነታት ናይ ዘይምጥቃም ፀገምና ፈቲሽናን ተረዲእናን ኣብ 2007 ዓ.ም ኣመሓይሽና ክንሰርሕ ይግባእ ድሕሪ ምባል፣ ኩሉ ንገብሮ ኣስተዋፅኦ ምእንተ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኢልና ዘይኮነስ ምእንተ ባዕልና ምዃኑ ክንፈልጥ ይግባእ ኢሎም።

ፈፃሚ ዳይረክተር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዶክተር ታደለ ሓጎስ ብወገኖም ንማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዝዋፃእ ገንዘብ እቲ ሰብዓ ሚእታዊ ንልምዓት‘ቲ ከባቢ ዝተረፈ ሰላሳ ሚእታዊ ድማ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ናብ ልምዓት ተውዕሎ ከምተውዕሎ ብምሕባር፣ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ 2007 ዓ.ም ከእትዎ ብትልሚ ሒዙዎ ካብ ዘሎ ንላዕሊ ክሰርሕ ኣገንዚቦም።

 

ዝተፈላለዩ ኣባላት’ቲ ቤት ምኽሪ ሃናፂ ርእይቶታት ዘቕረቡ እንትኾን፣ ንዘቕረቡዎም ዝተፈላለዩ ሕቶታት ድማ ካብ መራሕቲ መድረኽ ዘዕግብ ምላሽ ተዋሂቡዎም ‘ዩ።

 Click here to see more photos...

Share

Intervention Areas

  • Education
  • Health
  • Unemployment Reduction
  • Women Empowerment
  • Sports
  • Culture and art
  • Promoting Tourism

ካብ ኣባህላታት መለስ

"ከምወትሩ፣ ከምህዝቢ፣ ከምስድራ፣ 

ነቓዕ እንተይገደፍኩም ከምእትዓስሉ 

ጥርጥር የብለይን፡፡"

 

መለስዜናዊ

Auditing System

Three Levels of auditing:

1. Audit Committee of the General Assembly

2. Internal Audit

3. Accredited External Accounting Firms