Advertisement

Recent Videos

TDA Colourfully  inaugurated Awlaelo Secondary School - Wukro and Hawelti Semaetat E-library

HDVS_CATEGORY: Documentary
Views: 145

Who's Online

We have 69 guests and no members online

   ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ፀሓፊት ፈፃሚ ዳይሬክተር ኮይነን እንዳገልገላ ዝፀንሓ ወ/ሮ ኬርያ ኑርሑሴን ብዝሓደረን ሕማም 05 መጋቢት 2007ዓም ዓሪፈን፡፡ ወ/ሮ ኬርያ ብዓልቲ ሓዳርን ኣዶ ሰለስተ ቆልዑን እንትኾና፣ ብስረሐን ምስግንቲ፣ ተኣማንኒትን ፉሉይ ፍቕሪ መሳርሕተንን ዝተዓደላ ነይረን፡፡ ሰራሕተኛታት ማልት ነዘን ዝለዓለ ተፈታውነት ዝነበረን መሳርሕቶም ብምስኣኖም ዝተሰመዖም ሓዘን መሪር እንትኸውን፣ ንቤተ ዘመድን ስድራን ፅንዓት ይሃብኩም ይብሉ!! ነብሰን መንግስተ ሰማያት ንኸውርሳ ድማ ይምነዩ!!

ሰራሕተኛታት ዓለምለኸ ቤት ፅሕፈት ማልት
Rest In Peace

Share

Intervention Areas

  • Education
  • Health
  • Unemployment Reduction
  • Women Empowerment
  • Sports
  • Culture and art
  • Promoting Tourism

ካብ ኣባህላታት መለስ

"ከምወትሩ፣ ከምህዝቢ፣ ከምስድራ፣ 

ነቓዕ እንተይገደፍኩም ከምእትዓስሉ 

ጥርጥር የብለይን፡፡"

 

መለስዜናዊ

Auditing System

Three Levels of auditing:

1. Audit Committee of the General Assembly

2. Internal Audit

3. Accredited External Accounting Firms