Advertisement

Recent Videos

TDA Colourfully  inaugurated Awlaelo Secondary School - Wukro and Hawelti Semaetat E-library

HDVS_CATEGORY: Documentary
Views: 160

Who's Online

We have 56 guests and no members online

ኣብ 2005ዓም እምነ ሰረት ዝተነበረሉ ኣብ ከባቢ ኣይናለም ብብር 100ሚልዮን ዝህነፅ ደረጅኡ ዝሓለወ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መቐለ ከይዲ ህንፀቱ ኣብ ምስላጥ ይርከብ፡፡ እዚ ቤት ትምህርቲ ብምትሕብባር ማሕበር ልምዓት ትግራይን መቐለ ዩንቨርስትን ዝህነፅ ኮይኑ፣ ንኮሙኒቲ መቐለ ዩንቨርስቲ ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ተምሃሮ መቐለን ከባቢኣን ግልጋሎት ክህብ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እዚ ቤት ትምህርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መሰናድኦ ኣጣሚሩ ዝሓዘ'ዩ፡፡ 
ልምዓት ዓዲ ብደቂ ዓዲ!!

Click here to see photos

Share

Intervention Areas

  • Education
  • Health
  • Unemployment Reduction
  • Women Empowerment
  • Sports
  • Culture and art
  • Promoting Tourism

ካብ ኣባህላታት መለስ

"ከምወትሩ፣ ከምህዝቢ፣ ከምስድራ፣ 

ነቓዕ እንተይገደፍኩም ከምእትዓስሉ 

ጥርጥር የብለይን፡፡"

 

መለስዜናዊ

Auditing System

Three Levels of auditing:

1. Audit Committee of the General Assembly

2. Internal Audit

3. Accredited External Accounting Firms