These are some of the activities we undertake and plan to undertake on our 3 years strategic plan. Get involved in any of those projects.

 

ቓላሚኖ

ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቓላሚኖ ብምጥንካርን ዓቕሚ ቕበላ ብሰለስተ ዕፅፊ ብምዕባይን ፍልፍል መፃኢ ቴክኖሎጂስታትን ሳይንቲስታትን መራሕትን ኮይና ትቐፅል።

Get Involved
 

ምጥያሽ ማእኸላት ሓበሬታን ቴክኖሎጂን

ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ማእኸላት ቨርቹዋል ኮምፒውተር ብምጥያሽ ጽርየት ትምህርቲ ICT ምጥንኻር

Get Involved
 

ዩኒቨርሲቲ ክልል ትግራይ

እቶም በብከባቢኡ ዝፍጠሩ በላሕቲ ተምሃሮ ኣብ ናይ ትግራይ ረብሓ ብዝጠቅም ትምህርቶም ንኽቕፅሉ ዘኽእሎም ኣብ ዓለምና ምስ ዘለዋ ብሉፃት ዩኒቨርስታት ተወዳዳራይ ክኸውን ዝኽእል Tigray State University ኣብ ዝቕፅል ሓሙሽተ ዓመታት ምምስራት

Get Involved
 

ተበፃሓይነት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ተበፃሓይነት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ብምውሳኽ ጉዕዞ ሙሉእ ሽፋን ትምህርቲ ካልኣይ ብርኪ ይሳለጥ

Get Involved
 

ስራሕቲ ወለንታውነት

ብሉፃት ተምሃሮን/መማህራንን ዩኒቨርስቲ ትግራይ ዓመታዊ ሓደ ወርሒ ናፃ ናይ ትምህርቲ ሃገራዊ ግልጋሎት ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህቡ ምግባር

Get Involved
 

ምትእትታው ፕሮግራም ናይ ክብሪ ክፍሊ

ሞዴላት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ብሉፃት ተምሃሮ ዝመሃሩለን 2ይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኩለን ናይ ከተማ ወረዳታት ትግራይ ብምጥያሽ ኢንዳስትሪ ዝመርሖ ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ዘድሊ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ርኡይ ግደ ምፅዋት

Get Involved
 

ካብ ዳስ ናብ ክላስ

"ተመን መማህርቲ ህፃናት ትግራይ" ዝኾነሉ ብጣዕሚ መሕፈሪ ታሪኽና የብቅዕ። ትግራይና'ውን ካብዚ ኣጀንዳ'ዚ ትውፃእ።

Get Involved
 

ክብሪ ተጋሩን ፀጋታት ትግራይን

ኩለን ዳስ መምሀሪ ክፍልታት ናብ ህንፃ ብምቕያር ኣብ ዝርገሐ ትምህርቲ ድልዱል መሰረት ምንባር

Get Involved

2018 Tigrai Development Association. All rights reserved.