ቓላሚኖ ዝመሰላ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ዘይኮና ተወሰኽቲ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዓሰርተ ክልቲአን ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ምህናፅ
Supportእቶም በብከባቢኡ ዝፍጠሩ በላሕቲ ተምሃሮ ኣብ ናይ ትግራይ ረብሓ ብዝጠቅም ትምህርቶም ንኽቕፅሉ ዘኽእሎም ኣብ ዓለምና ምስ ዘለዋ ብሉፃት ዩኒቨርስታት ተወዳዳራይ ክኸውን ዝኽእል Tigray State University ኣብ ዝቕፅል ሓሙሽተ ዓመታት ምምስራት
Supportብሉፃት ተምሃሮን/መማህራንን ዩኒቨርስቲ ትግራይ ዓመታዊ ሓደ ወርሒ ናፃ ናይ ትምህርቲ ሃገራዊ ግልጋሎት ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህቡ ምግባር
Support"ተመን መማህርቲ ህፃናት ትግራይ" ዝኾነሉ ብጣዕሚ መሕፈሪ ታሪኽና የብቅዕ። ትግራይና'ውን ካብዚ ኣጀንዳ'ዚ ትውፃእ።
Supportኣብ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ንቶም ንፉዓት ተምሃሮ ተወሰኽቲ ንዩኒቨርስቲ ዘዳልዎም Advanced Courses ካብ ምርካብ ሓሊፎም ዓቕሞም ልዕል ዝበሉ ብተረፍ ጊዜ ዝሰርሑ መምህራን ዩኒቨርስቲ ናይ ምርካብ ዕድል የመቻችው
Supportተበፃሓይነት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናብ ንቡር ሃገራዊ መዐቀኒ ማለት'ውን ንሓሙሽተ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሓደ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ምርግጋፅ
SupportText explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.
Text explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.
Text explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.
2018 Tigrai Development Association. All rights reserved. Privacy Policy Terms of Use