Monthly Archives: June 2018

  • 0

ማልት ብፕሮጀክት ስሉጥ ትምህርቲ ንኣባፅሕ (ኣልፋ) ልዕሊ 3 ሽሕ ህፃናት ተምሃሮ ዕድል ትምህርቲ ዝረኽብሉ ባይታ ፈጢራ

Category : News

ማሕበር ልምዓት ትግራይ መንግስቲ ትግራይ ክበፅሖም ኣብ ዘይኽኣለ መሰረታዊ ሕቶታት ልምዓት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ምንካይ ስራሕ ስእነት ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ መጠን ድኽነት ትግራይ ክንክን መነባብሮ ህዝቢ ትግራይ ንክመየሽ ኣብ ምግባር ልዑል ኣበርክቶ ዝገበረት ኮይና ብፍላይ ኣብ ትምህርቲ ዝሃበቶ ቆላሕታ ኣብ ልምዓት ሓይሊሰብ ክልልና ርኡይ ለውጢ ኣመዝጊባትሉ እያ። read more


  • 0

ማልት ምስ ካልቲቭ ኤይድን ስምምዕነት ሰቖጣ ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ሕርሻ ቓላሚኖ ዓውደ ራእይ ሕርሻ ኣሳሊጣ

Category : News

ማእኸል ሕርሻ ቓላሚኖ CultivAid ዝብሃል ትካልን ካብ ሃገረ እስራኤል ብዝመፁ ዶብ ኣልባ ኢንጅነራት ከምኡ‘ውን ኣብ ስነ መኣዛ ትኹረት ገይሩ ብምስራሕ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ህፃናት ዝርኣይ መጠን ድኽዳኸ ንምንካይ ዓሊሙ ካብ ዝተጣየሸ ብስምምዕ ሰቖጣ Seqota Declaration ሞያውን ንዋታውን ደገፍ ዝግበረሉ እዩ። read more


  • 0

Tigrai Development Association and its partners celebrate an open day farm at kalamino Agricultural Innovation & Technology Center (AITEC) farm

Category : News

Tigray Development Association (TDA) in partnership with CultivAid celebrated the 4th open day farm at Kalamino Agricultural Innovation & Technology Center (AITEC) farm Friday May 18 /2018. In the open day farm TDA senior officials and experts, Members of Engineers without border from Israel, Ambassador of Israel in Ethiopia his Excellence Raphael Morav, Head of Tigrai Regional Agricultural Bureau DR. Atinkut Mezgebo, officials of Seqota Declaration, agricultural experts from universities and other stockholders have been participated. read more