TDA Logo

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ልምዓት ዓዲ ብደቂ ዓዲ

ንጥፈታት

ካብ ዳስ ናብ ክላስ
ካብ ዳስ ናብ ክላስ

"ተመን መማህርቲ ህፃናት ትግራይ" ዝኾነሉ ብጣዕሚ መሕፈሪ ታሪኽና የብቅዕ። ትግራይና'ውን ካብዚ ኣጀንዳ'ዚ ትውፃእ።

Support
ቓላሚኖ
ቓላሚኖ

ቓላሚኖ ዝመሰላ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ዘይኮና ተወሰኽቲ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዓሰርተ ክልቲአን ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ምህናፅ

Support
Tigray State University
Tigray State University

እቶም በብከባቢኡ ዝፍጠሩ በላሕቲ ተምሃሮ ኣብ ናይ ትግራይ ረብሓ ብዝጠቅም ትምህርቶም ንኽቕፅሉ ዘኽእሎም ኣብ ዓለምና ምስ ዘለዋ ብሉፃት ዩኒቨርስታት ተወዳዳራይ ክኸውን ዝኽእል Tigray State University ኣብ ዝቕፅል ሓሙሽተ ዓመታት ምምስራት

Support
ወለንታውነት
ወለንታውነት

ብሉፃት ተምሃሮን/መማህራንን ዩኒቨርስቲ ትግራይ ዓመታዊ ሓደ ወርሒ ናፃ ናይ ትምህርቲ ሃገራዊ ግልጋሎት ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህቡ ምግባር

Support
ክብሪ ተጋሩን ፀጋታት ትግራይን
ክብሪ ተጋሩን ፀጋታት ትግራይን

"ተመን መማህርቲ ህፃናት ትግራይ" ዝኾነሉ ብጣዕሚ መሕፈሪ ታሪኽና የብቅዕ። ትግራይና'ውን ካብዚ ኣጀንዳ'ዚ ትውፃእ።

Support
ምጥያሽ ማእኸላት ሓበሬታን ቴክኖሎጂን
ምጥያሽ ማእኸላት ሓበሬታን ቴክኖሎጂን

ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ICT Center ንምጥያሽ ዝተትሓዘ መደብ እዩ

Support
Honors Class Program ምትእትታው
Honors Class Program ምትእትታው

ኣብ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ንቶም ንፉዓት ተምሃሮ ተወሰኽቲ ንዩኒቨርስቲ ዘዳልዎም Advanced Courses ካብ ምርካብ ሓሊፎም ዓቕሞም ልዕል ዝበሉ ብተረፍ ጊዜ ዝሰርሑ መምህራን ዩኒቨርስቲ ናይ ምርካብ ዕድል የመቻችው

Support
ተበፃሓይነት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
ተበፃሓይነት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ተበፃሓይነት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናብ ንቡር ሃገራዊ መዐቀኒ ማለት'ውን ንሓሙሽተ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሓደ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ምርግጋፅ

Support

Join Us

Be part of a community

Sign up with your email address and become a member

PROJECTS

 
 
 
Tigray Carrying Water
Mothers in Tigrai

Text explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.

Tigray Carrying Water
Mothers in Tigrai

Text explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.

Tigray Carrying Water
Mothers in Tigrai

Text explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.

View More Storeis
 

Millions of Supporters through out the world

1.6 Million Members

Profile
Join Us

Become a member and help grow Tigray Tigray Flag

#grow_tigray