ትግራይ መርኣያ ልህቀት ፅርየት ግልጋሎት ትምህርትን ጥዕናን ኮይና ምርኣይ!
ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቓላሚኖ ብምጥንካርን ዓቕሚ ቕበላ ብሰለስተ ዕፅፊ ብምዕባይን ፍልፍል መፃኢ ቴክኖሎጂስታትን ሳይንቲስታትን መራሕትን ኮይና ትቐፅል።
Supportኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ማእኸላት ቨርቹዋል ኮምፒውተር ብምጥያሽ ጽርየት ትምህርቲ ICT ምጥንኻር
Supportእቶም በብከባቢኡ ዝፍጠሩ በላሕቲ ተምሃሮ ኣብ ናይ ትግራይ ረብሓ ብዝጠቅም ትምህርቶም ንኽቕፅሉ ዘኽእሎም ኣብ ዓለምና ምስ ዘለዋ ብሉፃት ዩኒቨርስታት ተወዳዳራይ ክኸውን ዝኽእል Tigray State University ኣብ ዝቕፅል ሓሙሽተ ዓመታት ምምስራት
Supportብሉፃት ተምሃሮን/መማህራንን ዩኒቨርስቲ ትግራይ ዓመታዊ ሓደ ወርሒ ናፃ ናይ ትምህርቲ ሃገራዊ ግልጋሎት ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህቡ ምግባር
Supportሞዴላት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ብሉፃት ተምሃሮ ዝመሃሩለን 2ይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኩለን ናይ ከተማ ወረዳታት ትግራይ ብምጥያሽ ኢንዳስትሪ ዝመርሖ ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ዘድሊ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ርኡይ ግደ ምፅዋት
SupportText explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.
Text explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.
Text explaining how TDA is working to improve the life of mothers in Tigray goes here.
2018 Tigrai Development Association. All rights reserved. Privacy Policy Terms of Use