Author Archives: tesfahun moges

  • 0

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ2.5 ሚልዮን ብር ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእላ ሰረት እምነ ኣንቢራ

Category : Uncategorized

ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ማልት ጨንፈር ጀርመን፣ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ህዝብን ምምሕዳርን ወረዳ ወልቃይት ዝህነፅ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጎዶጎዳ 2.5 ሚልዮን ብር ወፃኢ ንምህናፅ ዘኽእል ሰረት እምነ 26 ታሕሳስ 2010 ዓ/ም  ኣንቢራ። read more


  • 0

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጣ

Category : News

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ክልልና ምስ ዝርከባ ኩለን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ከተማ ውቕሮ መድረኽ ዘተ ኣካይዳ። read more


  • 0

መበል 20 ዓመት ምስረታ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ብድሙቕ ፅንብል ተኸቢሩ

Category : News

ብሓልዮት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ1990 ዓ/ም ዝተጣየሸት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ መበል 20 ዓመት ምስረትኣ 7ን 8ን ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ብድሙቕ ፅንብል ኣብዒላ። read more


  • 0

ኣብ ሃገረ ኣውትራልያ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ልዕሊ 5.5 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታል ዓድዋ ብሓገዝ ኣበርኪቶም

Category : News

ሆስፒታል ዓድዋ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኣብ ሃገረ ኣውስትራልያ ዝነብሩ ተወላዲ ትግራይ ኣይተ ኣክሊል ተወልደን ነበርቲ ሃገረ ኣውስትራልያ ከተማ ሜልቦርን ዝኾኑ ተወለድቲ ዓድዋን ከባቢኣን ብምትሕብባር ግምቶም ልዕሊ 5.5 ሚልዮን ብር ዝኾኑ 70 ዘመነዎት መደቀሲ ተሓከምቲ፣ 46 ፍራሽ ሽዱሽተ መንቀሳቐሲ ተሓከምቲን ሰለስተ ዊልቸርን ብሓገዝ ተበርኪቱላ። read more


  • 0

ሰርከስ ትግራይ ከምብሓዱሽ ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምዃን ዕላዊ ስርሓ ጀሚራ

Category : News

ሰርከስ ትግራይ ብ1987 ዓ/ም ተጣይሻ። ክሳብ 1992 ዓ/ም ብብርኪ ሃገር ይሳለጡ ኣብ ዝነበሩ ውድድራት ብጅምናስቲክ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ ዓመታት ዓወት ብምምዝጋብ ትግራይ ሓሙሽተ ፅዋዕ ክትዓትር ኣኽኢላ እያ። read more